erilife (@Natey49) profile picture

To live and breath freely.

Joined July 2021
Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)Photo by erilife (@Natey49)
ነዛ ዘውዲ’ዚኣ ዝትንክያ ወይልኡ! ኤርትራ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዋ ናጻን ልኡላዊትን ሃገር’ያ። እዚ ድማ፡ ኣንጻር ገዛእትን ዓመጽትን ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት 80 ዓመታት ቃልሲ – 30 ዓመታት ካብኡ ዕጥቃዊ ገድሊ – ዝተረጋገጸ፣ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ሃገራት ኣፍሪቃ ናጽነተን ክረኽባ ከለዋ፡ ብዓሎቚ ተነፊግዋ ዝጸንሐን ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፈሎን መሰረታዊ ሃገራዊን ሰብኣዊን መሰል’ዩ። ንልኡላውነት ብዝምልከት፡ ኣህጉራዊ ሕጊ ብዘየሻሙ ቃላት’ዩ ኣነጺርዎ ዘሎ። ብመሰረት ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓንቀጽ 2(4)፡ ኣብ ልዕሊ ግዝኣታዊ ሓድነት ወይ ፖለቲካዊ ናጽነት ናይ ዝዀነት ትኹን ልኡላዊት ሃገር ዝግበር ምፍርራሕ ወይ ምጥቃም ሓይሊ፡ ውጉዝን ክልኩልን’ዩ። ኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝቘመሉ ውዕል’ውን፡ መግዛእታዊ ዶባት ብጥብቂ ክኽበር ከምዘለዎ ብድሙቕ መስመር ኣስፊርዎ’ሎ። ልኡላውነት፡ ብማንም ዘይትንከ ፍጹም ስለዝዀነ፡ ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ – መሬቱ፡ ባሕሩን ሰማዩን፡ ቀይሕ መስመር’ዩ። “እርማት ዝጽበ ታሪኻዊ ጌጋ” ዘይኰነ፡ ንታሪኻዊ ዓመጽ ብደም፡ ድምጽን ሕግን ዝኣረመ፣ ወለዶታት ተበራርዮም ረዚን ዋጋ ዝኸፈሉሉ – ዘየማጉትን ዘይግሃስን’ዩ። ኤርትራ፡ ብ24 ግንቦት 1991 ብመስዋእቲ ደቃ’ያ ናጽነታ ተጐናጺፋ። ኣብ 1993 ብድሌታ ዝገበረቶ ረፈረንደም ድማ፡ ነቲ ብደም ዝተረጋገጸ መሰል – ኣብ ቅድሚ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብዝካየድ ሕጋዊ ፖለቲካዊ መስርሕ መኸተምታ ንምግባር ደኣ’ምበር፡ ባርኾት ናይ ዝዀነ ይኹን ወገን – ኢትዮጵያ ይኹን ካልእ ስለዘድለያ ኣይነበረን። እዚ፡ ክወሓጥ ዘለዎ ጥረ ሓቂ’ዩ። ነዚ ኣድማሳውን ሕጋውን መርገጺ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ – ኣብ ወርሒ ሓምለ 1991 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደን ኣህጉራዊ ዲፕሎማስያዊ ማሕበረሰብ ዝተረኽበሉን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ መመሊሱ ብዝዂላዕ ወርቃዊ ቃላት ብኣግኡ ኣነጺርዎ’ዩ። ገለ “ልሂቃን” ኢና በሃልቲ ዕሱባት ብልጽግና፡ ሎሚ – ድሕሪ ልዕሊ 30 ዓመታት፡ ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ንዝነበረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብ“ውዲት” እናወቐሱ ዘስምዕዎ ዘለዉ ጫውጫውታ እምበኣር፡ ትርጉም ዘይብሉ ንብዓት ሓርገጽ’ዩ። በዚ መሰረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ስርዓት ብልጽግና፡ ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ “ብውዲ ወይ ብግዲ” ንምሓዝ ዝገብሮ ዘሎ ታህዲድን ምንቅስቓሳትን፡ ንመትከላት ኣህጉራዊ ሕጊ ዝጻረር፡ ዘይሕጋውን ቅሉዕ ጥሕሰትን’ዩ። ንመስኮት ባሕሪ ምስ “ታሪኻዊ ምትእስሳር”፡ “ስትራተጂያዊ ኣገዳስነት”ን “ቊጠባዊ ረብሓታት”ን እናተኣሳሰርካ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ጌርካ ዝደጋገም ኣሰልቻዊ ትረኻ’ውን፡ ካብ ወራር ዝፍለ ኣይኰነን። ሳዕቤኑ ድማ ከቢድ’ዩ። ኤርትራ፡ ንሰላም ወትሩ ድሉውቲ’ያ። ሰላም ንኹሉ ዘርብሕ ብጽሒት ከምዘለዋ ኣማእዝያ ስለእትፈልጥ። የግዳስ፡ ኣብ ልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ሕድገት ወይ ልዝብ ከምዘይትገብር፡ ብዘየወላውል ቃላት ኣነጺራቶ’ያ። ተሃንዲዱ ንዘውዲ ልኡላውነታ ዝትንኪ ወይልኡ! ሓጻውኖምን ብዝሖምን ኣሚኖም – ንወራር ተሃንዲዶም ዝመጹ ቀዳሞት ኣበይ ከምዝኣተዉ፡ ሕሉፍ ታሪኽና እኹል መወከሲ’ዩ። shabait.com/2026/11/23/%e1%8…
3
163
1
182
941
erilife retweeted
A clever #Eritrea|n rooster high in a tree sees through cunning #Ethiopia|n fox’s sudden peace pitch & sends her bolting by claiming dogs are rushing over to join z celebration,proving that real security comes from sharp wit & caution not sweet talks. 👇👉 m.facebook.com/story.php?sto…
32
36
356
erilife retweeted
Researchers publishing through the World Peace Foundation and political analysts have raised questions surrounding #Ethiopia|n Chief Colonel @AbiyAhmedAli ’s academic credentials and leadership background. An independent academic review is required. 👇👇👉 m.facebook.com/story.php?sto…
3
66
67
644
#Eritrea Foreign Minister Osman Saleh held a series of meetings, on the sidelines of the 6th Edition of the Aswan Forum, with * Ms. Annette Weber, EU Special Representative for the Horn of Africa; * Mr. Guang Cong, Special Envoy of UNSG for the HoA; * Mr. Pekka Haavisto, Personal Envoy of UNSG for Sudan; and, * Mr. Richard Crowder, UK Special Representative to Sudan. The talks broadly focused on current developments and trends in the Horn of Africa. MOI
3
241
2
260
1,363
Loyalty, Integrity and Service to the Nation Over the past 35 years, Eritrea has provided thousands of young people with free educational opportunities, including scholarships for higher studies abroad, funded by the people and the nation. Sadly, many who benefited from these opportunities chose to abandon their responsibilities and remain abroad. Worse still, some turned against the very country and people who invested in their education. But Eritrea believes in quality, not numbers. It is not the quantity of educated people that matters, but their character, integrity and commitment to the nation. Diplomats such as Habtom Zerai and Biniam Berhe stand out as examples of a different generation: dedicated, resilient and loyal young Eritreans who have chosen service over personal comfort. Despite life's challenges, they carry Eritrea's name with dignity, representing their country abroad and serving the national interest. Educated at the expense of their people, they have not forgotten where they came from or the responsibility they carry. Their commitment reminds us that true education is measured not only by degrees, but by character, sacrifice and service. Wishing these young ambassadors continued success. May they remain steadfast in their mission and become among the leaders who carry Eritrea's future forward. Respect to the young Warasay who uphold the national trust. 🇪🇷 #Eritrea #Warasay #NationalService #Diplomacy
20
188
2
254
5,602
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️‼️
3
66
86
286
erilife retweeted
Red marks on old pages aren't sovereign title. Modern borders rest on colonial treaties (1900,1902,1908),uti possidetis juris, #Eritrea's recognized 1993 independence,& z 2002 Algiers boundary ruling none of which treated Assab as Ethiopian territory. 👇👉 m.facebook.com/story.php?sto…
74
1
74
681
The attached news (link below) on UAE's massive weapons-airlift to Ethiopia has gone viral on social media over the weekend. (The airlifts for October were around 80, the highest monthly flights relative to the preceding months this year). The Horn of Africa does not need/deserve, and must not be plunged into, perennial wars. Sadly, the toxic mix of Potemkin Party's irredentist agendas as well as its pliant/surrogate role to do the bidding of external forces has become, and continues to be, the primary source of this dangerous state of affairs. And pretentious as it is, the Potemkin Party continues to deceitfully project an image of development and progress; including by hosting "prestigious"/beneficial international forums: 5th Conference on Public Health in Africa (which will be convened this week); COP32 etc... teapawt.net/kenyaaxis/status/21245…
New footage from Bole International Airport in Addis Ababa, #Ethiopia, reportedly shows around seven UAE-linked Il-76TD cargo aircraft. The aircraft have been linked to suspected weapons and ammunition shipments to Sudan's Rapid Support Forces (RSF), drawing renewed attention to the #UAE-Ethiopia air cargo network and its potential role in Sudan's ongoing war. barazabrief.com/2026/11/uae-…
2
1,046
36
1,138
51,253
ህውተታ መራሒ ስርዓት ብልጽግና ኣብ ውሽጣዊ ጒዳያት ኤርትራ ጸሓፊ - ኣብራሃ ተ. ጨዓሎ ትርጉም - ምስግና ህንጻ ሓደ መራሒ ሃገር፡ ኣብ ሃገራዊ መደበር ተለቪዥን ቀሪቡ ንልኡላውነት ጐረቤት ሃገር ዝግህስን ንኸተማታታ ዘናሽውን መግለጺ ክዝርግሕ እንከሎ፣ ንምንታይ ዕላማ እዩ ኢልካ ምሕታት ኣገዳሲ እዩ። መብዛሕትኡ እዋን፡ መራሕቲ ሃገራት ብፍላይ እቶም ብሰንኪ ድኹም ምሕደራኦምን ኣመራርሓኦምን ነቲ ኣብ ውሽጣዊ ሃገሮም ዝተፈጥረ ሽግር ኣሪሞም ቤቶም ክንዲ ዘማሓይሹ፡ ድኽመታቶም ንምሽፋን ንኻልኦት ሃገራት ብፍላይ ድማ ንጐረባብቲ ሃገራት ክኸስሱ እዮም ዝረኣዩ። በዚ ጒዳይ እዚ ብቐዳምነት ካብ ዝጥቀሱ፡ ኣብ ስልጣን ዘሎ መራሒ ሃገር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ እዩ። ኣብዚ ቀረባ እዋን ምስ ሃገራዊ መደበር ተለቭዥን ሃገሩ ኣብ ዝገበሮ ቃል መሕተት፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገሩ ዘሎ ምምሕዳራዊ፡ ሰብኣውን ፋይናንሳውን ውድቀት ንምሽፋንን ሓደገኛ ኣስፋሕፋሒ ህርፋኑ ንምኽዋልን ዝተማህዘ ናይ ተስፋ ምቚራጽ ፖለቲካዊ ትያ ት ር ከርኢ ፈቲኑ። ኣብ ዝሓለፈ እዋናት እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር፡ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንናጽነት ኤርትራ ኣፍልጦ ዝህብ ሰነድ ከምዘየለ ብምእዋጅ፡ ብቕሉዕ ንገማግም ባሕሪ ኤርትራ ብምውፋር ክቆጻጸሮ ከምዝኾነ ፈኪሩ፡ ንኸተማታት ኤርትራ ልክዕ ከም ቃዛ ብደብዳብ ከዕንወን ከምዝኽእል ዝገለጾ ናይ ዕሽነት ዘረባታት ህዝቢ ዝርስዖ ኣይኮነን። ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ፡ በዚ ናይ መወዳእታ ዘረባታቱ ጭንቀት የብሎምን። ይኹን እምበር፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ከም መራሒ ሃገር መጠን፡ ነቲ ናይ ውግእ ምፍካር ብምሕዳግ፡ ብመሰረት ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ’ውን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 2018 ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ምርኩስ ብምግባር፡ ንልዑላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ከኽብር ጸዊዖም። ከምዚ ምግባር ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዞባና ኣርባሒ ምዃኑ ንጹር እዩ። ንልዕሊ ሰለስተ ዕቚድ፡ ናይ ኢትዮጵያ መንግስታት ብብሊዮናት ዝቚጸር ናይ ወጻኢ ረዲኤት፡ ልቓሕን ሰብኣዊ ሓገዝን ክምገቡ ጸኒሖም እዮም። ካብ 1990ታት ጀሚሩ እቲ ዝተዋህበ ሓገዝ ካብ 80 ክሳብ 90 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ይግመት። እዚ ኹሉ ገንዘብ ግን፡ ብብልሽውናን ሕማቕ ምሕደራን፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከይረብሓሉ ባኺ ኑ። እዚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓት እውን ካብዚ ናይ ምልማን ባህሊ ኣይወጸን። ድሮ’ውን ልዕሊ 30 ቢልዮን ዶላር ረዲኤት ረኺቡ ኣሎ። ኣብ ሓምለ 2024 ዓ.ም ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ነቲ ዝዓነወ ቊጠባ ንምድጋፍ 3.4 ቢልዮን ዶላር ፈቒዱሉ እዩ። እንተኾነ እዚ ኹሉ ፊናንሳዊ ደገፍን ልቓሕን፡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘይካ ገዚፍ ውሕሉል ልቓሕ፡ ዝኾነ ዝጥቀስ ለውጢ ኣየምጽኣሉን። ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንዘላቶ ደረጃ ንምፍላጥ ንህልዊ ማሕበረ-ቊጠባዊ ኩነታት ምርኣይ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ሓቅታት ከምዚ ዝስዕብ እዩ፦ 1. ልዕሊ 68 ሚእታዊት ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ መስመር ጽንኩር ድኽነት ይነብር። 2. 30 ሚልዮን ዝኾኑ ዜጋታት ኢትዮጵያ ህጹጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ይጽበዩ። 3. ኣብ ታሕሳስ 2023 ኢትዮጵያ ነቲ ናይ ወጻኢ ቦንድ (Eurobond) ክትከፍል ብዘይምኽኣላ ናይ ዕዳ ውድቀት (Default) ኣጋጢምዋ ትርከብ። በዚ ምኽንያት ዋጋ ብር ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ ይርከብ። ቊጠባዊ ዓቕሚ ናይ ሓደ ሃገር ብናይ ወረቐት ዓመታዊ ውህሉል እቶት (GDP) ዘይኮነስ፡ ዜጋታት ናብራኦም ንምምሕያሽ ከም ሰባት ንኽነብሩ ዘድልዮም መሰረታውያን ነገራት ዝረኽቡሉ ከምኡ’ውን ብዘለዎም ናይ ስራሕ ዕድልን ውሕስነት ህይወትን እዩ ዝዕቀን። እንተኾነ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተርን ካልኦት ሰበስልጣናት ኢትዮጵያን፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገሮም ዘሎ ሽግር ክፈትሑ ዝጽዕሩ፡ ነቲ ብሰንኪ ድሑር ኣመራርሓኦም ዝተፈጥረ ጸገም ብዘይሕንከት ንኤርትራ ክወቕሱ እዮም ዝረኣዩ። ውሽጣዊ ድኽመታቶምን ሽግራቶምን ንምኽዋል ኣብ ውሽጣዊ ጒዳያት ኤርትራ ኣትዮም ብዙሕን ውሑድን ክዛረቡ ካብ ዝጅምሩ ሓጺር እዋን ኣይገበሩን። ከም ኣብነት ንምጥቃስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ብ19 ጥቅምቲ ብመንግስታዊ ማዕከን ዜና ዝተፈነወ፡ ብቋንቋ ትግርኛ ዝተኻየደ ቃል-መሕተት’ ካብ ውሽጣዊ ሽግራቱን ጭንቀቱን ንምህዳም ብዛዕባ ህሉውን ሕሉፍን ማሕበረ-ቊጠባዊ ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ መግለጺ ሂቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ቃል- መሕተቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺታት፡ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ልዕሊ 300 ዝኾና ፋብሪካታት ከምዝነበራኣ፡ እንተኾነ ድሕሪ 1991 ኩለን እተን ዝነበራ ፋብሪካታት ከምዝዓነዋ ገሊጹ። መግለጺ ናይቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ታሪኻዊ ጭብጥታትን ሓቅታትን ዝረሓቐ እዩ። ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ነቲ ብሰንኪ ተኸታተልቲ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ዕንወት ብምኽሓድ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ቊጠባውን ፖለቲካውን ቅልውላው ንምኽዋልን ኣድህቦ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንምጥምዛዝን ዝዓለመ እዩ ነይ ሩ። ታሪኻዊ ጭብጥታት ማሕበረ- ቊጠባዊ ኤርትራ ግን ዘይከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ንፖለቲካዊ ድራማን ናይ ሓሶት ፕርፖጋንዳን ኢሉ ዝገለጾ ዘይኮነስ፡ እቲ ሓቂ በዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ክግለጽ ይከኣል፦ • መግዛእቲ ኢጣልያ (1889- 1941)፦ ኣብ ኣስመራ፡ ምጽዋዕን ካልኦት ከባቢታትን ብረሃጽ ኤርትራውያን ዝተሃንጹ ናይ መጐዓዝያ፡ ኢንዱስትሪን ወደባትን መሳለጥያታት መስሪቱ ነይሩ። • ምምሕዳር ብርጣንያ፦ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ እንግሊዝ ነቶም ዓበይቲ ማሽነሪታትን ፋብሪካታትን ኤርትራ ከም “ናይ ውግእ ምቅሊት” ብምውሳድ፡ ብስልታዊ ዘረፋ ኣዕንይዎም። • ሃጸይ ሃይለስላሴ፦ ኣብ 1962 ንፈደረሽን ኣፍሪሱ ንኤርትራ ብሓይሊ ድሕሪ ምጕባጡ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ቊጠባዊ ማእከልነት ንምፍጣር ነቶም ኣብ ኤርትራ ተሪፎም ዝነበሩ ፋብሪካታትን ንብረትን ናብ ኢትዮጵያ ኣግዓዞም። • ስርዓት ደርግ፦ ብሰንኪ ንናጽነት ዝተኻየደ ቃልስን ከምኡ’ውን “ዓሳ ንምጥፋእ ባሕሪ ምንጻፍ” ዝብል ኣዕናዊ ፖሊሲ ብምኽታል፡ ነቲ ተሪፉ ዝነበረ ትካላትን ትሕተ-ቕርጽን ኣዕንዩ። ከም ዓቢ ኣብነት ክጥቀስ ዝከኣል ኣብ ለካቲት 1990 ኣብ ዝተኻየደ፡ “ስርሒት ፈንቅል”፡ ሰራዊት ደርግ ኣብ ልዕሊ ወደብ ባጽዕ፡ መንበሪ ኣባይቲን ትካላትን ናፓልምን ከበድቲ ኣጽዋራትን ብምጥቃም፡ ዘስካሕክሕ ህልቂትን ዕንወትን ኣውሪዱ። • ኤርትራ ኣብ 1991 ናጽነታ ክትጐናጸፍ ከላ እምበኣር፡ እቲ እንኮ ዝወረሰቶ ዝዓነወ ቊጠባ እዩ። ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ነታ ብሰንኪ ተኸታታሊ መግዛእቲን ኲናትን ዝዓነወት ሃገሮም ንምህናጽ ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሮም፡ ዝነበሮም ውሱን ማልን ዓቕሚ ሰብን ኣወሃሂዶም፡ ሰረት ቊጠባዊ ምዕባለ ዘንጽፉ፡ መነባብሮ ህዝቢ ዘማሓይሹን ቊጠባ ሃገር ዘሐይሉን ፖሊስታት ብምሕጻጽ፡ ኣብ መላእ ሃገር ምዝርጋሕ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ብናህሪ ኣበጊሶም። ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ኣብ ውሽጢ ቀዳሞት 7 ዓመታት ኤርትራ ብባንኪ ዓለም ከይተረፈ ዝተመስከረሉ ቅልጡፍ ቊጠባዊ ዕብየት ከተመዝግብ ክኢላ። እንተኾነ፡ እዚ ዕብየት ግን ብሰንኪ እቲ ኣብ 1998 ብኢትዮጵያ ዝተወልዐ ኲናት ዶብ፡ ዘይፍትሓዊ እገዳታትን ዞባዊ ዘይምርግጋእን ክዕንቀፍ ተገይሩ እዩ። ዘይከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ሓበሬታታት ብምንዛሕ ንምስሊ ኤርትራ ንምድዋን ዘካይዶ ዘሎ ሕሱር ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ፣ ኤርትራ ከምቲ ንሱ ብናይ ሓሶት ስእልታት ዕዳን ልቓሕን ዝመስረቶም ህንጻታትን ዘይኮነ ትፍለጥ፣ ብጭቡጥ ዓወታት ኣብ ምምዕባል ሰብኣዊ ዓቕምን ምዝርጋሕ መሰረታውያን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን እያ እትልለ። ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽላታት ዘመዝገበቶም ዓወታት ብዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን ትካ ላ ት ዝተመስከረሎም እዮም። ኣብ መዳይ ጥዕና ንኣብነት ኤርትራ ንዘመዝገበቶ ዓወታት ምስ እንምልከት፦ * ጭቡጥ ኣሃዛት መለለዪ ጥዕና -ቅርበት ትካላት ጥዕና 80 ሚእታዊት ካብ ጠቕላላ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 10 ኪ.ሜ ትሕቲኡን ርሕቀት ትካል ጥዕና ይረክብ። -ክንክን ጥንሲ ናይ ቅድመ-ወሊድ ክንክን 87 ሚእታዊት በጺሑ ኣሎ። -ኣብ ትካላት ጥዕና ዝግልገላ ኣደታት 85 ሚእታዊት በጺሑ፣ 159 ናይ ኣደታት መዕረፊ ኣባይቲ (Maternity Waiting Homes) ተሃኒጾም። -ክታበት ህጻናት ውሕስነት ክታበት 98 ሚእታዊት በጺሑ ኣሎ። ኣብ ዓውደ ትምህርቲ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ 1991፡ 526 ዝነበረ ዝብሒ ኣብያተ- ትምህርቲ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ ልዕሊ 2,372 ዓብዩ ይርከብ። ካብዚኦም እቲ 80 ሚእታዊት ካብ ከተማታት ወጻኢ ዝተሃንጹ እዮም። ኣብ መላእ ሃገር ናይ መባእታ ትምህርቲ ተሳትፎ 82.3 ሚእታዊት በጺሑ ይርከብ። ኣብ ዞባ ማእከል መሃይምነት ምሉእ ብምሉእ ጠፊኡ እዩ። ጾታዊ ማዕርነት (Gender Parity) ኣብ መውዓሊ-ህጻናት 0.94፡ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ድማ 0.88 በጺሑ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምቕራብን ምዝርጋሕን ጽሩይ ማይ፡ ምውጋድ ክፉት ሽቓቕ፡ ምውዳድ መሳለጥያታት ሕርሻን ምንጻፍ መሰረተ-ልምዓት ዝኾኑ መሰረታውያን ትሕተ-ቕርጽን ዓቢ ስራሕ እዩ ሰሪሑ። ብስታቲስቲካዊ መዳይ ክርአ እንከሎ፡ • ምቕራብ ጽሩይ ማይ፦ ኣብ መላእ ሃገር 85 ሚእታዊት (79 ሚእታዊት ኣብ ገጠር፡ 95 ሚእታዊት ኣብ ከተማታት) ካብ ጠቕላላ ህዝቢ ኤርትራ ጽሩይ ማይ ይረክብ። 100 ሚእታዊት ኣብ ትካላት ጥዕናን፡ 85.3 ሚእታዊት ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲን ጽሩይ ቀረብ ማይ ኣለወን። • ምጥፋእ ክፉት ሽቓቕ (ODF)፦ 93 ሚእታዊት ቁሸታትን ዓድታትን ኤርትራ ካብ ክፉት ሽቓቕ ናጻ (Open Defecation Free) ብምዃን ተረጋጊጹ ኣሎ። እዚ ካብቲ ኣብ 2015 ዝነበሮ ብ40 ሚእታዊት ዕብየት ኣርእዩ ይርከብ። • ሕርሻን መሰረተ-ልምዓትን፦ ናይ ጽርግያታት መርበብ ኣብ መላእ ሃገር 15,100 ኪ.ሜ በጺሑ ይርከብ። ብዝሒ ዲጋታትን ከዘንቲ ማያትን ኣብ እዋን ናጽነት 138 ዝነበረ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ 850 ዓብዩ ይርከብ። • ኣብ ምግራብን ዳግመ ምግራብን፦ መንግስቲ ኤርትራ ብሃገር ደረጃ ዘተኣታተዎ ናይ ምግራብን ምዕቃብ ሕዛእቲን፣ ካብ 2006 ጀሚሩ ልዕሊ 150 ሚልዮን ፈልስታት ተተኺሎም፣ ጠቕላላ ናይ ጫካታት ሽፋን ኣብ 1995 ትሕቲ 1 ሚእታዊት ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን ናብ 13.5 ሚእታዊት ክብ ኢሉ ኣሎ። ማሕበራዊ ፍትሒ ክነግስ ዝኽእል ንኹሉ ኣካል ሕብረተሰብ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ደቀንስትዮን ህጻናትን ብማዕረ ምስ ዘሳትፍ ጥራይ እዩ። መንግስቲ ኤርትራ፡ መሰል ደቀንስትዮ ንምርግጋጽ ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ዓበይቲ ስርሓት ከካይድ ጸኒሑ ኣሎ። ካብቶም ዘካየዶም ስርሓት ብቐዳምነት ዝጥቀስ፡ ብሕጋዊ ኣዋጅ ምክልኻል ግርዝና ደቀንስትዮ እዩ። ብመሰረት ኣዋጅ 158/2007 ከምኡ’ውን 1.19 ሚልዮን ህዝቢ ዝተሳተፎ ጐስጓሳትን፣ ግርዝና ደቀንስትዮ ትሕቲ 15 ዓመት ናብ 3.7 ሚእታዊት ንትሕቲ 5 ዓመት ድማ ናብ 1.2 ሚእታዊት ወሪዱ ኣሎ። 97.2 ሚእታዊት ካብ ጠቕላላ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ጐዳኢ ልምዲ ምሉእ ብምሉእ ብምቅዋም ወጊድዎ ይርከብ። በዚ ዝተረኽበ ኣተባባዒ ዓወት፡ ኤርትራ፡ ክሳብ 2030 ካብዚ ጐዳኢ ልምዲ ናጻ ዝኾነት ቀዳመይቲ ሃገር ንኽትከውን ኣብ ስራሕ ትርከብ። እዚ ኩሉ ኣቐዲሙ ክጥቀስ ዝጸንሐ ብኤርትራ ዝተመዝገበ ዓበይቲ ዓወታት ኣብ ማሕበረ-ቊጠባዊ መዳይ፡ ብውሱን ዝኾነ ውሽጣዊ ጸጋታት ሃገር ኣንጻር ኩሎም ተጻብኦታትን ብድሆታትን ዝተጨበጠ ዓወታት እዩ። ሕጂ እውን ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ህንጸት ሃገር ቀጻልን ዘየቋርጽን መስርሕ ከምዝኾነ ብምግንዛብ፣ ንዘለዎም ሃብታም ቊጠባዊ ጸጋታት (ናይ ባሕሪን መሬትን) ብግቡእ ምሕደራ ብምምዝማዝ፣ ከምኡ’ውን ምስ ዘለዎም ስሙር ሃገራዊ ሓድነትን ጻዕራምን ህርኩትን ዝኾነ ህዝቢን፡ ነቲ ተሪፍዎም ዘሎ ብዙሕ ዝኾነ ስርሓት ብዓወት ከም ዝዛዝምዎ ዘጠራጥር የብሉን። ስለዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣብ ክንዲ ብኤርትራ ኣመሳሚሱ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳን ሕሱር ፖለቲካዊ ትያትርን ኣብ ምስራሕ ግዜኡ ዘባኽን፡ ነቲ ኣብ ሃገሩ ብሰንኪ ድኹም ኣመራርሓኡ ተኸሲቱ ዘሎ ኩሉ መደያዊ ቅልውላውን ውግኣትን ኣብ ምፍትሑ እንተ ዝጥቀመሉ ነይሩ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያን ዞባናን ብዙሕ ምረብሑ ነይሮም። ኢትዮጵያ ዕብየት እንተደልያ፣ ካብ ውሽጣ እትገብሮ ስራሕ እምበኣር፡ ካብ ኤርትራ ክትደልዮ የብላን። #Eritrea
165
1
173
7,014
Foreign Minister Osman Saleh held a series of meetings, on the sidelines of the 6th Edition of the Aswan Forum, with Ms. Annette Weber, EU Special Representative for the Horn of Africa; Mr. Guang Cong, Special Envoy of UNSG for the HoA; Mr. Pekka Haavisto, Personal Envoy of UNSG for Sudan; and, Mr. Richard Crowder, UK Special Representative to Sudan. The talks broadly focused on current developments and trends in the Horn of Africa.
897
18
947
20,631
In recent weeks, Abiy Ahmed’s cadres have been saying that Ethiopian forces controlled the town of #Badme. You will not gain an inch of #Eritrean territory through deception, propaganda or manufactured narratives. Eritrea’s sovereignty and territorial integrity are non-negotiable. Stop manufacturing territorial disputes to distract your people from Ethiopia’s internal crises. Respect #Eritrea’s sovereignty and territorial integrity.
3
191
1
210
1,367
منتدى أسوان انتهاء الاجتماع الثلاثي وزراء خارجية مصر والسودان واريتريا يؤكدون الالتزام بالمبادئ التي أقرتها قمة العلمين التشاورية في أكتوبر الماضي.
110
454
39
871
56,183
Eritrean Foreign Minister H.E. Osman Saleh Mohammed welcomed Ms. Sripriya Ranganathan, Secretary (Consular, Passport & Visa, and Overseas Indian Affairs), Ministry of External Affairs of India, in Asmara today. The two sides discussed a wide range of bilateral issues of mutual interest aimed at further strengthening India-Eritrea cooperation. @IndiaEritrea #Eritrea #India
298
1
329
1,507
#Eritrea ’s Foreign Minister Osman Saleh accompanied by Mr. Aman Abdelwas’e, Chargé d’Affaires at the Eritrean Embassy in Egypt joins his Egyptian and Sudanese counterparts in a tripartite meeting in Aswan on the sidelines of the Aswan Forum, advancing coordination on regional security, Red Sea stability and the Alamein summit outcomes.
2
354
3
395
3,452
erilife retweeted
#UN SECURITY COUNCIL REJECTS #UAE CANDIDATE-Lana Nusseibeh was effectively vetoed in the 9th straw poll with 3 P5 discourage votes (UK, France, China) & only 7 encourage votes amid accusations over UAE support for Sudan's RSF, leaving Rebeca Grynspan. 👇👉 m.facebook.com/story.php?sto…
1
44
1
49
687
erilife retweeted
#Eritrea has eliminated trachoma as a public health problem,offering hope to other African countries. Active trachoma stayed below 5% in children 1 to 9,& health workers will keep checking for inturned lashes.This success belongs to z Eritrean people.👇👉 mesobjournal.com/post/how-er…
2
93
107
913
The Embassy of the State of Eritrea in Nairobi today hosted Mr. Raymond Johansen, Secretary General of Norwegian People's Aid (NPA) and former Deputy Minister of Foreign Affairs of Norway, along with an official delegation from his organization. Mr. Johansen, a long-standing friend of Eritrea, previously served as a diplomat in the country and maintains deep ties to the nation. During an extended meeting, the two sides held comprehensive discussions on the current geopolitical situation in the Horn of Africa. The Embassy provided an in-depth briefing on the structural root causes driving the ongoing tensions between Eritrea and Ethiopia. Expressing gratitude to Mr. Johansen and his delegation for their visit, the Embassy also welcomed his upcoming plans to visit Eritrea to re-establish contact with colleagues and friends in Asmara. @BeyeneRussom #Eritrea
1
252
2
293
1,898
🎭 From "Sea Access" to "Self-Defense": The Pretext Has Changed, the Agenda Hasn't 🇪🇷 In a new analysis published on 19 November, Eritrea's Ministry of Foreign Affairs exposes how Ethiopia's ruling Prosperity Party is trying to rebrand its three-year campaign against Eritrea. When "sovereign access to the sea" failed to win legal or international support, a new label appeared: "self-defense." The goal stays the same. 🔍 Why This Shift Matters 🔴 A Policy Without Legal Basis: Ethiopia's leaders know there is no legal right to another country's coastline. The switch to "self-defense" is an admission that the original argument collapsed. 🟡 A Strategy Kept in the Shadows: The "Grand Strategy of the Two Waters," launched by Ethiopia's Institute of Foreign Affairs in February 2024, was announced with fanfare, yet its full text was never made public. 🟢 Abiy's Own Admission: In his October 2023 speech, Abiy acknowledged that neighbors had made clear Ethiopia faces no barriers to commercial sea access through negotiation. Only sovereignty is off the table. 🔵 A Region Destabilized: This expansionist agenda continues to fuel conflict and instability across the Horn of Africa. 💡 The Bottom Line You cannot claim self-defense against a country that never threatened you, and you cannot claim a right that international law does not recognize. Changing the label does not change the aggression. Commercial access, yes. Sovereign territory, never. 🕊️ 🔁 Repost to expose the pretext. #Eritrea #HornOfAfrica #RedSea #InternationalLaw
Ethiopia’s Prosperity Party Theatrics to Disguise Aggression as ‘Self-Defense’: Too Little, Too Late! Research and Documentation Division Ministry of Foreign Affairs 19 November 2026 ...Three years after publicly declaring its policy of aggression against Eritrea and other countries in the Horn of Africa under the banner of 'securing sovereign access to the sea, by any means necessary', the Ethiopian Government seems to have belatedly realized that this illegal, anachronistic and destabilizing policy is internationally and legally indefensible. Abiy Ahmed and his ruling party have subsequently shifted gear to desperately revert to the manufacturing of a new pretext to mask the expansionist agenda under the spurious mantle of 'self-defense”. *"...The Ethiopian Government’s policy of expansionism which continues to fuel conflict and destabilization across the Horn of Africa is formally documented in the 'The Grand Strategy of the Two Waters'. This Strategy was launched with significant media fanfare on 29 February 2024, by the Institute of Foreign Affairs (IFA), which operates under the auspices of the Ministry of Foreign Affairs of Ethiopia. But the full document was not disseminated publicly due to its subversive contents and related apprehension of potential and inevitable backlash". *"...In a nutshell and when the diplomatic doubletalk or veil is removed, the Strategy is starkly exposed for what it is: a shameless blueprint for land-grabbing by leaders who know full well that their legal arguments are a total sham". *"...While the Prime Minister and his political and military officials continue to incessantly talk about Ethiopia’s right to ‘sovereign access to the sea’, they are fully aware that there is no legal basis for it. Moreover, as Prime Minister Abiy admitted in his speech of 13 October 2023, Ethiopia’s neighboring countries have made it abundantly clear that there are no barriers for Ethiopia’s commercial access to the sea through bilateral negotiations, but their sovereignty is not negotiable under any conditions". shabait.com/2026/11/19/ethio…
2
1
36
erilife retweeted
A defeated 1949 UN draft carries zero legal weight when z whole draft failed (37–14), z 37–11 sub-vote died with it. It was superseded by z 1950 federation (broken in 1962), #Eritrea’s 1993 independence referendum,& z binding 2000 Algiers Agreement. 👇👉 m.facebook.com/story.php?sto…
3
69
70
652