Pinned Tweet
“ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘድልዮም እንተዝማልኣሎም፡ ተጻወቲ ኤርትራ ብዝወጽእዎ ኣይምጠፍኡን” ነጋ ወልደጊዮርጊስ (ተንታኒን ጋዜጠኛን ስፖርት) sbs.com.au/language/tigrinya…
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigrinya…
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigrinya…
ኣብ መንጎ ክልተ ዓድታት: ናይ ደገ ሰራሕተኛታት ኣብ ሊባኖስ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽልዋ ኲናት ተኣሲሮም sbs.com.au/language/tigrinya…
ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ (ጸብጻብ) sbs.com.au/language/tigrinya…
"ሱዳን ንኽልተ ተመቒላ'ያ፡ ናብቲ ዝነበረቶ ክትምለስ'ውን ዝከኣል ኣይመስልን።" ቅልውላውን ራብዓይ ዓመቱ ዝሓዘ ሓድሕድ ኲናት ሱዳንን sbs.com.au/language/tigrinya…
ግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ (ጸብጻብ) sbs.com.au/language/tigrinya…
ሚልዮናት ተፈናቒሎም፡ እታ ሃገር ዳርጋ ተበታቲና፡ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ምፍንቓል ተኸሲቱዋ ዘሎ ሱዳን sbs.com.au/language/tigrinya…
ካብ ምስሊ ናይ የሱስ ናብ 'ቅዱስ ኲናት': ዶናልድ ትራምፕ ግን ንገዛእ ርእሱ መለኮታዊት ጌሩ ይሓስባ ማለት ድዩ? sbs.com.au/language/tigrinya…
"ካልኣይ ዙር ዝርርብ ኣመሪካ ኢራን ኣብ ፓኪስታን ክግበር ይኽእል'ዩ።" ፕ/ትራምፕ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigrinya…
ዝርርብ ብዛዕባ ክብሪ መነባብሮ Talking about the cost of living ትምህርቲ ቋንቋ ንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ sbs.com.au/language/tigrinya…
ኣገልግሎት ሕጋዊ ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኣውስትራሊያ: sbs.com.au/language/tigrinya…
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ንፈለማ ግዜ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይበጽሑ ኣለዉ ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigrinya…
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ sbs.com.au/language/tigrinya…
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ሚያዝያ 2026) sbs.com.au/language/tigrinya…
ምስ ኢራን ዝተገብረ ዝርርብ ድሕሪ ምፍሻሉ፡ ዶናልድ ትራምፕ መጻብቦ ሆርሙዝ ክዕጾ ኣዚዙ sbs.com.au/language/tigrinya…
ፓኪስታን ኣብ ዘተ ሰላም ኣሜሪካ-ኢራን ከመይ ኢላ’ያ ዘይትጽቢታዊት ሸምጋሊት ኮይና sbs.com.au/language/tigrinya…
በዓል ትንሳኤ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብልዑል ድምቀት ተኸቢሩ። (ጸብጻብ) sbs.com.au/language/tigrinya…
