teapawt
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Tigray ❤💛ዉግሕ ክትብል ምድሪ ብብስራት ፀሓይ ከመይ ሓዲራ ይብል ይሓተልኪ ደሃይ አደይ ትግራይ
#Good
morning Tigray
youtube.com/shorts/Kx3v8z4cocE?si=oTpDjzALaBEombp8
Joined February 2022
Tweets
503K
Following
1.9K
Followers
7K
Likes
269K
Tweets
Tweets & Replies
Reposts
Media
Search
Timeline
Grid
Gallery
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Oct 28
ዘይነቅሕ ድካ ወዲ ማርያም ኽሊዐው ከም ቆፅሊ ይረግፋ🙆 መራሕቲ ድሕረት ግን ዛኣከብዋ ሃፍቶም ንምብላዕ ኢዶም ይህቡ ይገርመካ እዩ ንቃሕ ኣታ ሃናን መንእሰይ TDF ምንባር ኣይድገሚ ክትነብር ፈትን
1
3
2
170
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Oct 16
መቀለዋይ❤🥺
Translate post
🤖 Made with AI
2
2
197
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Oct 13
ሰምሃልዋ ወግዕኺ 1፡21 hኮፍ ኢለ ሰሚዐልኪ ምንም እዩ መእሰሪ ለይብሉ ትርፎ ዓበድበድ።ልሳሞራ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ልኾነትሉ ብምንታይ መለክዒ እዩ ንገረኒ ልበልክዮ 30 ዓመት ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ልበለና ኣቦኺ እምበይ ሳሞራ የኾነይ።
1
1
2
147
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Sep 25
እንታይ ሞ ክንገብር ዕድልና ኮይና 🥺
Translate post
2
1
260
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Sep 17
ሓቂ እዩ መን ሞ ሰማዒ ልቦና ያሃቦም
Translate post
1
1
225
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Sep 15
ትኽክል ኣነ መግለፂ ዘይብለይ ምስጋና እዩ ዘለኒ ዞም የሕዋተይ ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኩም🥰🙏💙💙💙💙
Translate post
3
2
2
539
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Aug 27
ጓል ሃገርና ኣብ ጎንኪ ኢና🙏🥰
@neo_tigray
@Akebom29
@MizerTigrewayti
@TigraySelm77126
@Marnjam1
Translate post
1
1
2
196
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Aug 27
PLEASE VOTE FOR THIS RESILIENT BEAUTY QUEEN FROM ETHIOPIA
#MISSWORLD_2026
missworld.1voting.com
2
1
4
1,197
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Aug 17
ሎሚ ኣብ ጉዳይ ቅትለት ንእስቲ
#ዘውዱ_ሃፍቱ
! ፍትሕን ርትዕን ዘየረጋግፅ ዝኾነ ይኹን ውድብ ይኹን ሓይሊ ፅባሕ ንህዝብና ፍትሒ ከረጋግፅ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ፈፂሙ ኣይሕሰብን::
#ፍትሒ_ንዘውዱ
Translate post
2
2
224
Azeb 70 እንደርታ
@AzebAz6
Aug 6
ሰብ ሕልና ዘለዎም ኣካላት ፍትሒ፣ ናይ ዘውዱ መወዳእታ ምስ ፈለጡ፣ ከመይ ኾን መዓንጣ ኸብዶም ይብተኽ ይኾን? 😥 ሓደ ሰብ ፍትሒ እንተጓደለኳ፣ ሕልና ግን ካብ ፍርዲ ኣይትሃድምን። ፍትሒ ኣልቦ ፍትሒ💔
#ፍትሒ_ንዘውዱ
#ፍትሒ_ንኹሉ
#JusticeForZewdu
Translate post
1
6
6
356
Load more